በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን

1 ተጫረቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግድ ፍቃድ ዘለዎምን ዝሐደሱን

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም ፡ መለለይ ከፋላይ ግብሪን ወይድማ ቲን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምካኖምን ናይ ለካቲት 2017 ዓም ዲክሊር ዝገበሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 20000 ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም

4 ንዝተዳለወ ናይ ጨረታ መምርሕን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንነብሰወከፍ ደኩመንት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ባዕል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ዳይሬክቶሪት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ካብ ቢሮ ራብዓይ ደብሪ 4 ቁፅሪ 5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብምምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 18/9/2107 ዓም ክሳብ 5/10/2017 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 5/10/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ 5/10/2017 ዓም ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ብተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

8 አብ ዝቀርብ ሰነድ ነፍሰ ወከፍ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን መራገፍን ከቅርቡ ይግባእ

10 ተወዳደርሪ ናይ ንብረት ሞዴል ወይድማ ብራንድ ክጠቅሱ አለዎም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344401875