የትግራይ ሴቶችና ጉዳይ ቢሮ

ቁፅሪ ጉደጋ/17 

ዕለት 12/09/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ቁፅሪ-3

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CAርa competent 2 ዝተረኸበ ሓገዝ ፅሕፈት መሳርሂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳሁን ጨረታ ንክትኣትዉንዕድም ።

ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ማዕኸላይ ማስታወሻ ኦርጅናል ሲነርላይንደርዘን60

መተሓሳሰቢ

  • ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
  • ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
  • ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
  • ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
  • ፕሮፎርማ ካብ ዕለት12/09/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/9/2017ዓ/ም ብተመሳሳሊ ዕለት15/09/2017 ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
  • ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
  • ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ
  • ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን
  • ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል
  • ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ 'ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

ሽምን

ፊርማን

መቅረባይ _