ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ 

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መገያየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝርዓይነትንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር ግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ
1ናይ መሬት እግሪ መረጋገፂኦርጅናልሴት1
2ናይ መተት መከላከሊ ኮንፈርትኦርጅናልሴት1
3ኮንፈርት ጨርቅ ወልፊትኦርጅናልሴት1
4መሪ ልብስ ለዘር ክኦርጅናልቁፅሪ1
5ዳሽ ቦርድ ቅብኣትኦርጅናልቁፅሪ2


እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 13/9/2017 ዓም 1000 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልከታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት