የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

ቑፅሪ ዕክንም 43/2-3/01/1

ዕለት 07/09/2016 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብዚ ክትወዳደሩ ኣትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰረት

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAI/ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋሠሐሉ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕስት 16/09 /2017 ዓ/ም ስዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘይምስስ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር/ከፊልኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ፍሉይ ሓበሬታ

ስ.ቁ--0344406451