ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቑሑ ማለት ፡-
| ሪጋ | ዓይነት ንብረት | በዝሒ | መዐቀኒ | መግለፂ | ንሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | Fluorescent Lamp /36W, 220V/ | 100 | ቑፅሪ | ኦርጅናል | ||
| 2 | Starter /65W,220V/ | 100 | ቑፅሪ | ኦርጅናል | ||
| 3 | Electrical Ballast/30/40W,220V/ | 5 | ቑፅሪ | ኦርጅናል | ||
| 4 | Digital Clamp Meter | 01 | ቑፅሪ | ኦርጅናል | ||
ብ ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት 1-
• ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቐድ ዝተሓደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬትን ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምዃኑ ብግልፂ ዝንበብ መረዳእታ ከቀርብ ይግባእ ፡፡
• ሕድሕድ ተወዳዳራይ ፕሮፎርማ ዋጋ መምልኢ ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ክወስድ ይግባእ
• ሕድሕድ ተወዳዳራይ ፕሮፎርማ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፃኣሉ ዕለት 05/09/ 2017ዓ.ም ክሳብ ዕለት 08/09/ 2017 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይኸኣል በዚ እዋን ሰዓት 8፡45 ድማ ይዕሽግ ፡፡
• እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡45 ተዓሽጉ በዚ ሰዓት 9:00 ዝኸፈት ይኸውን
• ፕሮፎርማ ሰዓራይ ሰዓራይ ተበሂሉ ካብዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 07+ ተኸታታሊ መዓልቲ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ከረክብ ይግባእ
• እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተግልግል ኦርጅናል ንብረት ዘየቅርብ ነጋዳይ ብምምርሒ ስርዕት ዕደጋ ብ/ክ/መ/ትግራይ ቑ4/2007 ዓ.ም መሰረት ሕጋዊ ስጉምቲ ክምዝውሰዶ ክፈልጥ ይግባእ፡፡
• እቲ ቤት ዕዮ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ፤፤
• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስልኪ 0344403477/0344408299