ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 47/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳንን ጫማን ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 45088/5 ዕለት 12/3/2017 ዓ.ም ብደ/ከ/ስ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮትሓ ክተማልኡ ይግባእ
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክቅርብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃእ) ይግበር
- ግብሪ ክፋለ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቆርበት ጓንቲ | ብዕምዲ | 2 | |||
| 2 | መነፀር | ብቁዕሪ | 16 | |||
| 3 | ቆርበት ሽርጥ | ብቁዕሪ | 2 |
ምስ ሰላምታ
N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝy Tesfay Me
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 4/9/2017 ዓ ም ክሳብ 6/9/2017/ በ
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335