ምልክታ ጨረታ ሓፂን ሐፂን
ዋኒኑ፡- በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምልከት
ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኹም ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ነቲ ሓፂን መፂን ብኣካል ብምርኣይ ናይ ጨረታ መተሐዚ 1,000.00 (ሓደ ሽሕ ብር ጥራሕ) ብምትሓዝ ኣብተ ጨረታ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።
መተሓሳሰቢ
1- ጨረታ ዝሰዓረ ሰበ ወይ ትካል ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ይልዕል
2- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ግዜ ካብ 01/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 05/09/2017 ዓ/ም
3- ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 07/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ሰዓት ንጉሆ ይኸውን።
4- መ/ቤቱ እቲ ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተኮይኑ ብከፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ አዩ።
ኣድራሻ
➢ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢሜግረሽን ቤ/ት