የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ:  ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ :  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሒሳብ ዝረገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ክፍሊ ዕደጋ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 28/8/2017 ዓም ክሳብ 12/9/2017 ዓም ዘይመለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335   0914755845