ቑፅሪ 1148/ፕ/02
ዕለት 24/08/2017
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትዘፈር ቑጠባን ኢኮኖሚዊ ልምዓት ወረዳ ራያ ዓዘቦን ንቤት ፅሕፈት መንገድን ኮንስትራክሽን ወ/ራ/ዓዘቦ ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ናይ ማይ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋውያን ነጋደ እዞም ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ ነጋዶንፁርዝኾነአደራሻ ሽምን ፈርማ ዝገልፅ ብዝተኣሸገ ፖስታ ንክተቕርቡ ንዕድም።
1. ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ በቲ ዘርፍ ዝተመዝገበ መለለዪ ቲን ናምበር/ መቕረባይነት ዘሐደሰን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ወርሒ ለካቲት ወይ መጋቢት 2017 ብእዋኑ ዲክለር : ዝገበረሉ ድክላራስዮን ከቕርብ ዝኸእልን።
2. ሰነድ ፕሮፎርማ ጨረታ ብር 500 እናኸፈልኻ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምግዛእ ይካኣል።
3. እቲ ስዓራይ ጨረታ ምሰተኸፈተድሕር 7ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፤
4. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ 45 ማዕልቲ ይኸዉን።
5. ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ጥራሕ ብር 20,000/ዕስራ ሽሕ ከድሕዝ ዝኽእል፤
6. ፕሮፎርማጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ወይ ድማ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠላ ካብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ክሳብ 30/08/2017 ዓ/ም ሰዓት1130 ይኸውን።
7. ፕሮፎርማ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 1/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ስዓት 3:00 ተዓፅዩዝኸፈተሉ ሰዓት ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ይኸውን።
8. ስዓራይ 10% ውዕሊ መኽበሪ ከትሕዘ ዝኸእል።
9. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ብናይ ባዕልኻ መብሪሂ እስፔስፊኬሽን ምምላእ ውድቂ ይኸውን።
10. ስዓርቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብሩ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ወራ/ዓ/ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረት ክፈሊኾይኑ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ማለት እውን ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ጥራሕ ክኸዉን ከሎ ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ ንብረት ሒዙ ዝመፀ ግን ከም ዘይንቅበል ምኻንና ክነፍልጥ ንፎቱ።
11. ሳዓራይ ንብረት ቁቡል ዝግበር ብባዓል ሞያ ተፈትሽ ብዝተጠየቐ እስፔስፊኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ ቅቡል ይኸውን።
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251914110946 ወይ 0938383448 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኢልካ ምሕታት ይክኣል።
| No ተ.ቁ | Description of items/ ዝግባእ ዓይነት ንብረት | Unit መለኪዒ | Quantit በዝሒ | Unit price ናይ ሓደ ዋጋ | Total price ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | HOPE pip PN-16 11/2inch 50mmpe 100/16b | M | 1325 | |||
| 2 | HDPE Straight union 11/2inch | pcs | 15 | |||
| 3 | HDPE Tee 11/2 inch | pcs | 3 | |||
| 4 | G-Steel Tee 11/2inch | pcs | 2 | |||
| 5 | HDPE Female adddapetr 11/2 inch | pcs | 8 | |||
| 6 | G-Steel Get Valve 11/2inch | pcs | 6 | |||
| 7 | G-Steel Nipples 11/2 inch | pcs | 14 | |||
| 8 | Roto 10M 3 Double Standard vertical Plastic | pcs | 1 | |||
| 9 | G-Steel PiPe 11/2Inch | M | 22 | |||
| 10 | G-Steel elbow 11/2 inch | pcs | 7 | |||
| 11 | G-Steel union 11/2 inch | pcs | 3 | |||
| 12 | G-Stee Nipples % inch | pcs | 3 | |||
| 13 | G-Stee copler 11/2 inch | pcs | 3 | |||
| 15 | Randela 11/2 inch | Pcs | 1 | |||
| 16 | G-Steel Copler 4 inch | pcs | 9 | |||
| 17 | Randla % inch | pcs | 2 | |||
| 18 | G-stee Reducer 2 inch -11/2 inch | pcs | 1 | |||
| 19 | Water Meter 11/2 inch | pcs | 1 | |||
| 20 | G-steel Reducer 11/2 inch ---3/4 inch | pcs | 6 | |||
| 21 | G- steel cross Tee 11/2 inch | pcs | 3 | |||
| 22 | G-Steel pipe 4 inch | M | 3 | |||
| 23 | Fuacet % inch | pcs | 6 | |||
| 24 | ፕላሰቲክ ታንከረ ባዓል 50 ሊትረ | ቁፅሪ | 4 | መሰረት ብሳምፕል | ||
| 25 | ናይ ግምበኛ ባልዲ | ብሳምፕል መሰረት |