ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ር ማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 22/8/2017 ዓ/ም ስዓት 10:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም
- (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
- ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
| ታ/ቁ | ናይ ኣቁሑት ዝርዝር/Descrption | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅለላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Dell optiplex 7010 Internal hard disk 500GB With sata data cabel and sata power cabel | ቁፅሪ | 2 | |||
| 2 | Dell optiplex 7020 Internal hard disk 500GB With sata data cabel and sata power cabel | ቁፅሪ | 1 | |||
| 3 | Dell optiplex 790 Internal hard disk 500GB With sata data cabel and sata power cabel | ቁፅሪ | 1 | |||
| 4 | Usb mouse | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 1 | ||
| 5 | Usb key board | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 4 |
መተሓሳሰቢ
· ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ ሽወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
· ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣
· ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
· ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ ጫረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡