ይሃ ሪል እስቴት ሃላፍነቱ ኃ/የተ/የግ/ማ

ግልፂ ጨረታ ናይ ፅሬት ኣቁሑት

ተቁዓይነት ንብረትመብርሂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ሶፍትሃናን ናይኬንያጥቅላል300
2ድቫ ሳሙና ናይ ነብሲ180 ግራምቁፅሪ300
3ናይ ፅሬት ጓንቲኦርጅናልፅምዲ6
4ኣሰድ በዓል 1 ሊትርቲ-ቴስራሊትር70
5መወልወሊ ከሪHoatingቁፅሪ70
6ባራኪና ዓብይጊዮንቁፅሪ70
7ፈሳሲሳሙና በዓል 1 ሊትርቁፅሪ4
8ድቶል500 ሚሊትርቁፅሪ60
9ፎጣ ዓብዪሓርፋፍ ናይ ስፔንቁፅሪ24
10እስኮፓ መኾስተርብሳምፕል መሰረትቁፅሪ20
11ጔንት ጨርቂምስ መቀመጥኡፅምዲ20
12ላርጎ በዓል 1 ሊትሮቁፅሪ70
13ግላቭ500 ማለትርቁፅሪ140
14ኦሞ ኦሞ160 ግራምቁፅሪ100
15ኣይር ፍሬሽለሚንቁፅሪ05
16ፍኒትሮችከለርቁፅሪ5

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእስ

2. ናይ ግብሪ ከፋሲ መስስ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእስ

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ

5. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/8/2017 እስካብ 25/8/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድም ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብስ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕሪ ይኽፈት፤ ደሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6o ደብሪ ቁፅሪ 8

6. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብዛንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ክፍሊት (ሲፒኦ) ብር 5000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝከእስ

7. ሰነድ ጨረታ ዘደምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣስ

8.ሰዓራይ እዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረስ ዕለት ጀሚሩ ውሽጢ 10 መዓልቲ በቲ ዘቅረብና ስፐስፒኬሽን መሰረት ፅሬት ዘስዎ አቅሑት ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ደ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

9. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትኡ ናብ ትካልና ኣታዊ ይገበር

10. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሱእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስ እዩ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344-404253