ኮረም ቴክንክና ሙያ ኮሌጅ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልክምሉ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቁፅሪ ከፋላይንተ ግብሪ መለለይ ካርዲ መረዳእታ ዘለኩምን

2 ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትክእሉ

4 ዝሰዓርክምዉ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ናብቲ ኮሌጅ ክፍሊ ብናይ ባዕሉኩም መጎዓዝያ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ተጫረቲ ዝምልክተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ንነብስወከፍ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ሻዕ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ሰዓት 17/8/2017 ዓም ክሳብ 4/9/2017 ዓም ካብቲ ኮሌጅ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምዉሳድን ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 4/9/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት

7 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርክምዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒአ ክትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927758391 / 0930479161