ናይፕሮፎርማ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዘደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | Cover assy clutch | 31210--35100 | Pes | 01 | ||
2 | Disc assy clytch | 31250---35221 | Pes | 01 | ||
3 | Bearing assy clutch release | 31230-35061 | Pcs | 01 | ||
4 | Bush front suspention upper arm | 48632---26010 | Pcs | 02 | ||
5 | Postish | abro | Pcs | 01 | ||
6 | Brake fluide | Dot -4 | Liter | 01 |
መታሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ከመልእዎ ዘግባእ
1- ማህተም ዝዓረፎ ፖሰታ
2- ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3- ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበን ቲን ቁፅረን መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ።
ኹም ፡
4- ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኹም
5- ፕሮፎርማ ዕለት 22/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30
6- ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍሩሙሉ ዓምዲ ኣየህልዎን፡፡
7- ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።
8- ቤት ፅሕፈትና ዝሕሽ ኣማራፂ እንተረኺቡ አዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
9- ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ ::
10- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ስልጀኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ።
መብርሂ-ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓትነት ንብረትን ይፃሓፈሉ፡