ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No : ዕድ/ፋይ/2169/17

ዕለት/ቀን/ 11/04/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 11/04/2017ዓ/ም ክሳብ 14/04/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኸእሉን፤

ዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠቕላላ ዋጋ ብርመብርሂ
ናይ ኮምፒዩተር ወረቐት8ዐ ግ ባዓል
500 ሹት
210*297mm ISO 9001
ይስጣ30
ፕሪንተር ቀለም151-Aብቁፅሪ03
ፕሪንተር ቀለም/Brother/DR -3405ብቁፅሪ01

✓ ቲን ቁፅሪ (Tin No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፣

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/04/2017ዓ.ም ንግሆሰዓት 4፡00፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/04/2017ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:30፣

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፣

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤

ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17