ፃውዒት ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ንናይ ቤት ፅሕፈት ብዝህነትን ርክብ ህዝብታትን ትግራይ ብናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እትህብ ሃይለኩስ መኪና ሞዴል Lan 25 ሰሌዳ ቁፅሪ ኢት 4-13282 ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1Engine mounting12361-54250pis02
2Lamp Assy combination81550-Ok030set01
3Cylinder switek loak ingnition699057-OK021set01
4Cylinder key lock LH69052-OK010set01
5Sensor inlet air89424-12010pis01
6Spider kit04375-OK010pis02

1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 07/04/2017 ዓ.ም ክሳብ ብዕለት 09/04/2017 ዓ.ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ይኸፈት

5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኽ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ

6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን

7. እዚይ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል