ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት መፅዓኒ፣ መራገፍን ክሳብ እቲ ዝተነፅረ ቦታ መጎዓዐዝን ሓዊሱ ከምኡ እውን ሓሸዋን ፀፀርን ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ተቁ | ዝርዝር ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ስሚንቶ | ኩ/ል | 900 | ናብ ዝተፈላለየ ጣብያታት | ||
2 | ጋብዮን 2*1*1 | ቁፅሪ | 173 | ጋልባናይዝድ | ||
3 | ጋብዮን 2*1*0.5 | ቁፅሪ | 37 | ጋልባናይዝድ | ||
4 | ጋብዮን 1*1*0.5 | ቁፅሪ | 43 | ጋልባናይዝድ | ||
5 | ባዴላ | ቁፅሪ | 1400 | 2 ኪግ | ||
6 | ጋፍያ | ቁፅሪ | 1019 | 1 ኪ/ግ | ||
7 | ሓሸዋ | ሚ 3 | 160 | ናብ ዝተፈላለየ ጣብያታት | ||
8 | ፀፀር | ሚ 3 | 16 | ኣረጌን |
መተሓሳሰቢ
❖ መቕረባይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል።
❖ ህንፃ መሳርሒ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ድክለር እተቕርቡን ።
❖ TIN NO ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ዘቕርብ
❖ መቕረባይ በቲ ዝተነፀረ ስፐስፊክሽን መሰረት ዘቕርብ።
❖ እዚ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዘይኣመነሉ ነገር እንትፍጠር ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
❖ እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 24/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 03/04/2017 ዓ/ም ይኸውን ።
❖ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00
❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 04/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30
❖ ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን