ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋልሎት ዝውዕሉ ናይ ማሃንድራ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋልሎት ክረክብ ይደሊ ስስዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማልእ ነይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግስዒ | መዐቀኒ | በዝሒ ተሽከርካሪት | ንሓደ ገዜ ፅዒኑ ንምርጋና | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ናይ ማሃንድራ ግልጋሎት | 10 ኩንታል ብሓደ ገዜ ከፅዕነ በክሕስ ኮይኑ ከብ ማሕበር ድቂሕነስትዮ ከሰሰትግራይ ናብ ዳግሣፅምሳስ ትምህርቲቤት ብድሕሪ መሕደሪ መኪና | ቁፅሪ | 1 |
1. በቲ ዘርና ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይድርጅት ባዓስ ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገደርሱ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታስብ ሽር ዝፀንሐስ ገዜ ከብ ዕለት 3/03/2017ዓ/ም ከሰብ ዕለት 05/03/2017ዓ/ም
ኣብ ዘሎ ግዜ ንተከታታሊ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ በከረተሱ ዕሰት 6/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ሳዓት አብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይነን፡፡
3. እቲ ፕሮር ረታ መክፈት ማዓስቲ ቀዳምን ሰንበትን ወደ ባዓስ እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ዝዕሲ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
5. ሰዓሪይ ኮይኑ ካብ ዝተገስበስ ዕስት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ዋና ቢርና ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብምምፃእ ወዕሲ ብምእሳር ፅረቱ ዝሓስወ ግልጋሎት ከቅርብ ዘከእሰ ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይከን ብከፍስ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስበ እዩ።
7. ንብረት ግሰጋሎት ኣብ እዋኑ ፅረቱ ዝሓሰመ ዘየረከበ / ዘይሃበ መቅረባይ/ ነጋዳይ 10% ናይቲ ዝሳዓር ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቸስ ክፍስ ከተማ 1 ወያነ ጥቃ ኵሓ መነሃርያ ታክሲ መዕረፊ ከባቢ እንትኽን G2 ብዕረ 15 ንርከብ ::
9. ንተወሳኺ ሓበረታ ብስልኪ ቁፅሪ 251-034-440-03-36/ 40-69-68/69 ደዊስካ ምሕታትይክኣል