ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት
ናይ ጆኖሳይደ መፅናዕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ኣብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2. መለለዩ ንዓዲ (In Number) ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ክተት እትኽእሉ
3. ተረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኸእሉ
4. ጨረታ ዕለት 27/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።
ተ.ቁ | ዝርዝር | መዐቀኒ | ብዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ኮምፒተር ወረቐት | ደስጣ | 10 | ||
2 | ፕሪንተር ቀለም HPaser Jet P2055 | ቑፅሪ | 02 | ||
3 | ፕሪንተር ቀለም ድራም ምሰ ኣክሰሰሪኡ HPaser Jet P2055d | ቑፅሪ | 02 | ||
4 | ማርከር | ፓኬት | 01 | ||
5 | ካርቦን | ፓኬት | 02 | ||
6 | አሁ | ባኮ | 02 | ||
7 | እሰክርቢቶ ሰማያዊ | ፓኬት | 02 |