1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም

2 ካብ ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ናይ ምቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ 2017 ዓም ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለሪሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ ፡መሳርሒ ፅሬትን 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ  ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠኣብ ዉሽጢ ዝተዉሃቦ ዉዕሊ ኣሲሩ ኦርጅናል ንብረት ከቅርብ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ 26/2/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ እገላ ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 26/2/2017 ዓም ክሳብ 16/3/2017 ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

11 ሰነድ ጨረታ ክተእትዉ እንተለኩም ብክልተ ነናባዕሉ ፖስታ ብምዕሻግ ዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ አለኩም

12 እቲ ጨረታ 16/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ወይድማ ይከፈተልይ ዝብል ማመልከቻ ኣብ ዝተረከብሉ ወይድማ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

13 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 40 መዓልቲ ይከዉን

14 ኣብቶ ዝወፁ ንፐስፊኬሽን ምንካእ ወይ ምቅያር ኣይፍቀድን

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0921583436 / 0985486722