1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም
5 ተጫረቲ ናይ ብዕሉ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
6 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
7 ተጫረቲ ዝመለእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ
8 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ፡ መሳርሒ ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን 10000 ቅርሺ፡ ንኣቀሑት ሕትመትን 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስንከ ኮይኑ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ሰነድ መሸጢ ዋጋ 100 ቅርሺ ብምክፋል መዉሳድ ይክእሉ
10 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 18/2/2017 ዓም ከሳብ 3/3/2017 ዓም ኮይኑ 3/3/2017 ዓም ሰዓት 5፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ይክፈት
11 እቲ ጨረታ ዉድድር ኣይተም ብኣይተም ይከዉን
12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐዑ እዋን 40 መዓልቲታት ይከዉን
13 ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ሰነድ ሽም ኣድራሻኦም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ
14 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፎ
15 እቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝመርፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ብግልጋሎት ዓቀን ወይ እዉን ዋጋ ከም ኣድላይነቱ ካብ ነፀላ ዋጋ ክሳብ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
16 ጨረታ ብዝተፈላየ ምክኒያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዎ ስፒኦ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ካይሳተፉ ይግብር
17 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ወይ ዝተማለአ ሰነድ ኣበ ዘቅረብሉ ይክፈት
18 ተጫረቲ ድሕሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቲ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን
19 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0938180024 / 0940812171 0914141779 / 0914376674