ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎትት ብረታብረትን ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ገስጋሎት ክረክብ ይደሊ::

ስስዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማልአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ከዋዳደር ይክእል


ተ.ቁዓይነት ንብረት/ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀሳ ዋጋጠቅ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ፈርንቸርን ኣቁሑትን/ዕንፀይቲ ስራሕቲንንምፅጋን

ቁፅሪ

1
2ብረታ ብረት ኣቁሑትንምፅጋንቁፅሪ1

1. በቲ ዘርፍ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገደርስ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታብ አየር ዝፀንሐስ ገዜ ከብ ዕለት 4/02/2017ዓ/ም ከሰብ ዕለት 06/02/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንተከታታሊ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወደ ባዓስ እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓስቲ ይክፈት። 4.እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልገስን የገድድን እዩ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ዋና ቢርና ማሕበር ደቂ ñነስትዮ ትግራይ ብምምፃእ ውዕሊ ብምእሳር ፅሬቱ ዝሓስ₪ ገስጋሎት ከቅርብ ዘክእል ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ብሙሱስ ይክን በክፍስ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስመ እዩ።

7. ንብረት/ገልጋሎት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓስ ዘየረከበ / ዘይሃበ መቅረባይ/ ነጋዳይ 10% ናይቲ ዝሳዓሮ ዋጋ ብመስክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐስ ከፍስ ከተማ 1 ወያነ ጥቃ ኩሓ መነሃርያ ታክሲ መዕረፊ ከባቢ እንትከውን Gተ2 ቁፅሪ 15 ንርከብ ::

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስስኪ ቁፅሪ 251-034-440-03-36/40-69-68/69 Fax (ፋክስ) 251-034-40-87-36