ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref No ዕድ/ፋይ/985/2016

ዕለት/ቀን/ 24/12/2016ዓ/ም

ን4 ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 24/12/2016ዓ/ም ክሳብ 28/12/2016ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ተ.ቁዓይነት ትርጉም ስነ-ፅሑፍስፐስፊኬሽንበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛእንግሊዝኛን1 ገፅ
2ካብ እንግሊዝኛ ናብ ኣምሓረኛእንግሊዝኛን1 ገፅ
3ካብ ኣምሓርኛ ናብ ትግርኛኣማሓርኛን1 ገፅ
4ካብ ትግርኛ ናብ ኣማሓርኛትግርኛን1 ገፅ

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኸእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (ፐ| No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፣

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/12/2016ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 28/12/2016ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:30፤

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል፣

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ

ስልኪ ቑፅሪ 03 42 40 99 25 /03 44 40 44 17 ምሕታት ይኽኣሉ።