የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 3/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21601/ቐ/መ/ማይ ዕለት 15/12/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር -እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1rick (ከሪከ) 10-Ton:Pcs1
2Oil filter RE-504836Pcs2
32V 70AMH, Maintainance free, sealed, Calcium Silver BatteryPcs2
4iroid end right model BT-50-MAZDAPcs1
5Tiroid end left model BT-50-MAZDAPcs1
6Leaf Spring bushing model BT-50-MAZDAPcs8
7Break pad Model MAZEDA.BT-50Set1
8Break Shoe Model MAZEDA.BT-50Set1
9Leaf Spring Bushing Upper 90385-18022 (ባሊስትራ ጎሚኒ)Pcs6
10Leaf Spring Bushing Lower 90385-18021 (ባሊስትራ ጎሚኒ)Pcs6
11Stablizer Bushing Front 48815-60170 (ስታፕላየዘር ጎሚኒ ጭዳድ)Pcs8
12Stablizer Bushing Rear 48815-26020 (ስታፕላየዘር ጎሚኒ ጭዳድ)Pcs8
13Hydraulic Oil Filter SH66199/47308274Pcs2
ጠ/ድምር

N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 21/12/2016 ዓ.ም ክሳብ 23/12/2016ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335