የትግራይ አካባቢ ጥበቃ እና የአየር ንብረት ለውጥ

ፕሮፎርማ ምልክታ ቑፅሪ 02/2016

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ አቑሑት ካብ እንዳማርያም ጉግሳ ናብ እንዳ ገብርኤል ትራፊክ መብራህቲ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ናይ ምጉዕዓዝ ግልጋሎ ክረክብ ስለዝደለየ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ናይ ንብረት ምጉዕዓዝ ብአይስዙ መፅዓኒ ጥራሕ ዝሓወሰካብ እንዳማርያም ጉግሳ ናብ እንዳ ገብርኤል ትራፊክ መብራህቲቢያጆብዝተጋዓዓዘ መጠን

መምርሒ

1. ናይ 2015 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

2. ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 16/12/16 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 20/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ና በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃ ምጥያቕ ይከኣል ::

ምስ ሰላምታ