ትግራይ የውሃ ስራዎች ጥናት, ዲዛይንና ቁጥጥር ድርጅት

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማሉኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ እትክእሉ፡፡

2. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

3. ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

4. ጨረታ መኽበሪ 3000.00 ብ C.P.O. ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኸእሉ፡፡

5. ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኸእሉ፡፡

6. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 24/12/2016 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡ 7.ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካኣል እዩ፡፡