የትግራይ ሴቶችና ጉዳይ ቢሮ

ቁፅሪጉደ/2738/8-2/16 

ዕለት07/12/201a6ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 02

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R/4Cace ዝተረኸበ ባጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።


ተቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
1ናይ ኮፒዩተር ወረቀት A480ግራም 1ይ ደረጃብደሰጣ80
2እስክርቢቶ Lince officeሰመያዊՀՈՂԻ80
3ፍለሽ ሚሞሪ 1ይ ደረጃ120ጅቪቁፅሪ05
4ማስታወሻ ማእኸላይ 1ይ ደረጃሲነር ላይንደርዘን25
5እስቴፕልስ ናይ ማዕኸላይModle (369) 24/6

1000x10

ባኮ20
6ናይ ባኮ መኦሽጊ ፕላስተርፃዕዳ /አብይ/ብቁፅሪ05
7ካኪ ፖስታማእኸላይዴስጣ20
8ፕሮቶኮል መዝገብ ማእኸላይ30*40ብቁፅሪ03
9ቃለ ጉባኤ ማእኸላይ30*40ብቁፅሪ20
10ፍለሽ ሚሞሪ 1ይ ደረጃ64ጅቪብቁፅሪ20

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ • ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት07/12/16 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/12/2016 ዓ/ም

• እቲ ፕሮፎርማ ዕለት10/12/16 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ዕለት 10/12/16 ሰዓት 3፡30 ሰዓት ይክፈት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባዕሉ ንፁር ፎቶ ኮፒ ዝርኦ ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድተወዳደርቲ አብዝመልኦዎ ፕሮፎርማ ስርድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ወድድር ይወፅእ

● ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ ከምእዉን ናይ ባዕሉ ማሕተም ይገብረሉ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብ ዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

ሽምን ፊርማን መቅረባይ-----