የትግራይ ክልል ፍትህ ቢሮ

ቐፅሪ _248/ጨ-14/2016

ዕለት 29/11/2016 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቑፅሪ /2016

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ጨረታ 

ምድብ-1/ LoT-ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ፦

1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዋንኡን ሓደ ኮፒን ከቕርብ ዝኸእል፤

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ IN ሰርትፊኬት ዋንኡን ሓደ ኮፒን ከቕርብ ዝኸእል፤

3. ንተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገበ ኮይኑ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ 2016 ዓ/ም ናይ VAT ድክላሬሽን ዋንኡን ሓደ ኮፒን ካቕርብ ዝኸእል፤

4. በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምዃኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቐት ዋንኡን ሓደ ኮፒን ከቕርብ ዝኸእል፤

5. ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ስራሕ መዓልቲን ቀዳምን ሰንበትን ካልኦት በዓላቲን ሓውሱ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቕርብ ዝኸእል፤

6. ናይ መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፤ናይቲ ትካል ሽምን ኣድርሻን፤ማህተም ፊርማን ዘለዎ ክኸውን ይግባእ፤

7. ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ኣብ 1፤ ምድብ ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ዘይምለስ ብር 100.00 /ሓደ ብር ጥራሕ/ እናኸፈለ ካብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 317 ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይኸእል፣

8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ ሰነድ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ ብር 15,000(ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ጥራሕ) ብሽም ቢሮና ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ / Bureau of Justice/ ብ CPO ወይ ብጊዜ ዘይተገደበ ሰርቲፋይድ ቼክ ኣብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ድማ ብጥረ- ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ተሓዚ ገንዘብ እቲ ጨረታ ቕድሚ ምኸፋቱ ከቕርብ ዝኽእል፣ካብዚ ወፃኢ እቲ ዝቐረበ ጨረታ መኸበሪ ገንዘብ ካብቲ ዝተሓተተ ናይ ገንዘብ መጠን ዝተሓተ እንተኾይኑ ብዘይ ምንም ቕድመ ኩነታት ካብቲ ጨረታ

ይስረዝ::

ልክዕ ሰዓት

9. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ : ዕለት-30/11/2016 ዓ/ም ክሳብ 9/12/2016ዓ/ም ኩሉ ጊዜ በቲ ዕለት 8:00 _ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት _ 8፡30 _ ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ፤ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቑፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት።

10. ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቕንስ /ክውስኸ ይኸእል እዩ።

12. ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትኸክለኛ ምዃኑ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን።

ሓበሬታ ፦ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 03 44 41 73 48 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

1ይ ዙር ጥሙር ግልፂ ጨረታ ሕቶ ዕደጋ ኤሌክትሮኒክስ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ 2016 ዓ/ም

ተ.ቑዓይነት ንብረት ፅሬት ኣቁሑትስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ዲስክ ቶፕ ኮምፒተርብእስፊክሽብቑፅሪ10