ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!

ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም ቁፅሪ-09

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም!

ተቁዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
ኣሾክላንድ ባስ
1Battery Sealed Type መኪና ባትሪ150 AniperPcs02


መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁዕሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/11/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 25/11/2016 ዓ/ም

ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 26/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁዕሪ -09 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዕለት ዝተወሃበሉ ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑዕሪ 0344-40-47-15 ምሕታት