የዓዳ ሐቂ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም፡፡


ተ.ቁዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ስኮፓ መኮስተርኦርጅናልቁፅሪ15
2ስኮፓ መወልወሊኦርጅናልብቑፅሪ15
3ፎጣ ማእከላይኦርጅናልብቑፅሪ30
4ባልዲ ማእከላይኦርጅናልብቑፅሪ15
5ቪም ናይ ሽንትቤትኦርጅናልብቑፅሪ20
6ኦሞ በዓል 100 ግኦርጅናልብቑፅሪ20
7ኣጃክስ ዓብይኦርጅናልብቑፅሪ15
8በረኪና በዓልሓደ ሊትሮኦርጅናልብቁፅሪ05
9መስተዋት መወልወሊኦርጅናልብቁፅሪ15
10እስኮፓ መስሓቢኦርጅናልብቁፅሪ10
11ኮቦርታመወልወሊ ማእከላይኦርጅናልብቁፅሪ10

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፍ ዘለኩም

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ከቅርብ ዝክእል

3. ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡

4. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ዝክፈትይኸውን።

5. ሰዓረይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ፡፡

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና :ኖርዘርን ስታር ሆቴል ወይ ዓዲ ሓቂ ፖሊስ ጣብያ ሕልፍ ኢልኩም

ል ወይ ዓዲ ሓቂ ፖሊስ ጣብያ ሕልፍ ኢልኩም