የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ኣቐሓመግለፂመዐቀኒበዝሒናይሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
HARDTOP
1PAD KIT04465-YZZF6SET01
2SHOE KIT04495-60080SET01
3KNUCKLE BEARING90366-20003PCS04
4OUTER BEARING90368-45087PCS04
5INNER BEARING903668-49084PCS04
6SEAL OIL HUB90311-62001PCS04
7ግርስKILLO04
8ፖስትሽPCS01
COBRA
1Sheo kit04495-60070SET01
2Pad kit04465-60230SET01
3ስልኬንPCS01
4Plag90341-12012PCS02
5እጅ ፍሬን ከብል ቑፅሪ ክልተ46420-60030PCS01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ::

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተሰብስቡ ሰዓት 4፡10 ይኽፈት::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ዕሬቱን ዝሓለወ 1 ደረጃ ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሎዉ እዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1” ደብሪ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።