ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 43/2016 ዓ ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብምም/ር ንታ/ቁፅሪ 4-00299 ንበዓል መዚ ክትትልን ቁፅፅርን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንታ/ቁ 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ጌጣጌጥ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ TIN ዘለኩም፡፡

4, 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

5. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 17/10 2016 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 19 10 2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብምም/ርን/ቁፅሪ 4-00299 Mistubishi L200,K74T ቻንሲ MMBINK74020049627

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/መፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1Mirrer Assy RoomMR240542ብቁፅሪ1
2Caliper Kit BrakeMR527977ብቁፅሪ2

ንበዓል መዚ ክትትልን ቁፅፅርን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንታ/ቁ 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/መፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1ወልፊት መከላኸሊ ሙቐት1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት02
2ሌዘር ዳብል ፌስ ኮምፈርት1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት02
3ዳሽ ቦርድ ቅብዓት1 ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ04
4ሮያል መርጅ ሽቶ1 ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ04
5እስቲከር ምስ መለጠፊኡ1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት02
6መሪ ከቨር ሌዘር1 ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ02
7ብርጅስተን ጎማ205/55R16ብቁፅሪ05