ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤


ተ.ቑዝርዝሮ ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1Oil filter90915-10003PCS1
2Air cleaner17801-22020PCS1
3Brake Pad04465-12581set1
4Brake ShioE0449-52040set1
5Front axel hub bering90363-40066PCS2
6Rear axel hub & bearing assy42410-122112
7front disc43512-12611PCS1
8Spark plug90919-01164PCS1
9Ignition coil90919-02240PCS4
10Front shock absorber48520-80012/26PCS2
11Rear shock absorber48520-80278/276PCS2
12Power Window regulatir moter assy LH85720-12310PCS1
13Regulator sub assy rear door window RH69803-12140/9830-12360PCS1

እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/10/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 18/10/2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት 19/10/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት