የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ መኪናመለዋወጢ ኣቑሑት ንባትሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ኣቐሓመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
COBRA
1ኦይል ፍልትሮ90915-30002pcs03
2ፊውል ፍልትሮ23390-64480pcs02
3ኤር ኪሊነር17801-67060pcs02
4ኢለመንት ኪት04234-68010pcs02
5ቦልደን ባትሪ70 ኣምፒርpcs01
HARDTOP
1ፊውል ፍልትሮ23390-51070pcs01
2ኤር ኪሊነር17801-61030pcs01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ::

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/10 /2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 18/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡15 ይኽፈት::

➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ / ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ እዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ፡፡

➢ አቲ ንብረት ብህፁፅ ስለዝተደለየ ኣብ እድኹም ዘይብልኹም ነጋዶ ክትወዳደሩ የብልኹምን።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1” ደብሪ እዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።