የኣሕፈሮም ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ብመሰረት እዙይ

 1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ማሽነሪ ናይ ዶዘር ፍቃድ ወይድማ ዉክልና ዘለኩም

 3 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ

 4 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ /TIN Number/ ዘለኩም

5 ናይ ወርሒ ለካቲት እቶትኩም ዘፍለጥኩም

 6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ ርን ምዉሳድ ይከኣል

7 ናይ ጨረታ መኽበሪ /ቢድ ቦንድ/ 10000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::

8 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ ስራሕ ክጅምር ዝክእል ሕጋዊ ነጋዲ ወይድማ ዋና ማሽነሪ ንክትጫረቱ ንዕድም

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩምÂ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 28 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 13 ሚያዝያ 2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ ርን Â ምዉሳድ ይከኣል

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/08/2008 ዓ/ም ድ/ቀትሪ ሰዓት 8:00

12 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረትÂ ይክፈት::

13 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::

   NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪÂ 0344490067Â ሞባይልÂ 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::