ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገእ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::
5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት 19/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 22/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 22/09/2016ዓ/ም ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
15. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::
16. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂእካ ምውሳድ ይከኣል::
17. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ~ - 03 44-41 65 70/0945825857/0914748486 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ