ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ስፔር ፓርት : ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡
ተ.ቑ | ዝርዝር ግልጋሎት | ዝርዝር ምግለፂ SPECIFICATION | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ዳንሎፕ ጎማ ምሰ ካላማደርያኡ | ቑፅሪ7.50 R16 | ቑፅሪ | 05 | |||
2 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት | ቑፅሪ | 02 | ||||
3 | ሽቶ ሪያል ሜሪጅ | ቑፅሪ | 02 | ||||
4 | ሴንተራል ሎክ ምሰ ሪሞቱ | set | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበለ IN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኸእል ::
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2016 ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ
➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክረክብ ዝኸእል
➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::
➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ አታዊ ይከውን
➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344404161 ምድዋል ይከኣል፣ አካለ ጉድኣት ቢሮ 5 ደብሪ ቑፅሪ 18