ቑፅሪ 4000/16
ዕለት 21-8-2016
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቐለብ ከፍቲ ዝውዕል ፋጉለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት
➢ ናይ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል
➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል
➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰሽኝ ከቅርብ ዝኸእል
➢ እዚ ፕሮፎርማ 23/08/2016 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ኣብ ማእኸልኢንቨስትመንትቃላሚኖ ይኸፈት
➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል
➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእኸል ከም ውዕሊ የገልግል
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ተ.ቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መፀቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፋጉለ | ኩል | 05 | ናይ ንሁግ |
ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ