ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ዝወፀ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | Module A | ብዝተትሓዘ ሳምፕል | ጥራዝ | 30 | |
2 | Modsle B | ብዝተትሓዘ ሳምፕል | ጥራዝ | 30 | |
3 | Facilitator guide | ብዝተትሓዘ ሳምፕል | ጥራዝ | 05 | |
4 | Pre&post test | ብዝተትሓዘ ሳምፕል | ገፅ | 240 | |
5 | Formc super vision check list | ብዝተትሓዘ ሳምፕል | ገፅ | 120 | |
6 | Nicu gude line | ብዝተትሓዘ ሳምፕል መሰረት | ጥራዝ | 15 |
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 17/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 21/08/2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 22/8/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት