ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርንÉ 135
ዕለት 15/8/2016ዓ/ም
ናይ መኪና ስፔር ን ሙዚቃ ፅገናን ምልክታ ፕሮፎርማ
ተ.ቑ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Description | መፍለይ ቑፅሪ /Specification/part number | መዐቀኒ/Unit | በዝሒ /Qantiity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||||
1 | ኮንፎርት | ናይ ሰሪኤል ሃይሉኩስ መኪና | ሴት | 1 | ||||||
2 | መራገፂ/ ምንፃፍ/ | ቑፅሪ | 4 | |||||||
3 | ፊውል ፊልተር | 23390-64480 | ቑፅሪ | 4 | ||||||
4 | ኦይል ፊልተር | 15600-41010 | ቑፅሪ | 1 | ||||||
ናይ ሙዚቃ ፅገና | ||||||||||
1 | ፒያኖ ዓብይ | ቃታ | ቑፅሪ | 4 | ||||||
2 | ፒያኖ ንእሽተይ | ኦዲናተር | ቑፅሪ | 4 | ||||||
3 | ሚክሰር /459 / | ሳውንድ ሲስተም | ቑፅሪ | 1 |
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም፡፡
2) ካብ እስፔስፍኬሸን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።
4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት15/8/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/8/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/8/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 18/8/2016 ዓ/ምሰዓት 3፡30 ይሽ ዝበባት
7) ኣድራሻ፡– ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ መንጉኢ ንርከብ፡ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/091 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡