ቑፅሪ /ቁጥር: ዕድ/ፋይ/634/16
ዕለት/ቀን 14/08/2016ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተፈ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 15/08/2016ዓ/ም ክሳብ 17/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡
ታ⁄ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠ/ዋጋ ብር | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | Oil filter | Nissan D22 ትርቦ ኦርጂናል | PIS | 01 | |||
2 | Fuel filter | Nissan D22 ትርቦ ኦርጂናል | PIS | 01 | |||
3 | Idlar Arm | Nissan D22 ትርቦ ኦርጂናል | PIS | 01 |
✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓደ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (ፐ No) ኮፒ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤
✓ መቕረባይነት ኮፒ ከቕሩቡ ዝኽሉ፤
✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤
✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፣
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/08/2016 ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 17/08/2016 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፣
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤
ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት ሓበራዊ ህንፃ/ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 404417 /03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።