ዕለት 7/08/2016ዓ/ም
ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/21/16 ዓ/ም
ናይ ጨርቃ ጨርቂ /መጋረጃ/ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ጨርቃ ጨርቂ/መጋረጃ/ ኣወዳዲሩ ካስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ/ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሒታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016/ ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን
እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ''
✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓ/ም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ከቕርቡ ዝኸእሉ።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻን ዘስፍሩ ክኾኑ አለዎም፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 07/08/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ _ ዕለት 09/08/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፣፣
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/08/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፣፣
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር፡፡
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋሉ ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ዘስፍሩ ክኾኑ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፃዕዳ መጋረጃ ብ4ሜ 2.8ሜ | ብቑዕሪ | 3 | ||||
2 | ዘንጊ/ብረት/4 ሜ | ብቑፅሪ | 8 | ||||
3 | ፃዕዳ መጋረጃ ብ3ሜ*2.8ሜ | ብቑፅሪ | 5 | ||||
4 | ናይ መካይን መጋረጃ 130ሜ× 1.15ሜ | ብቑፅሪ | 17 | ||||
5 | ናይ መካይን መጋረጃ 130ሜx 1.15ሜ | ብቑፅሪ | 17 | ||||
6 | ናይ መካይን መጋረጃ 1.30ሜ× 1.15ሜ | ብቑፅሪ | 28 |
መተሓሳሰቢ
ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኸእሉ እዮም።