ቑፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/1290/ሀ-01
ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 08/2016 ዓ/ም
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/
1/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም።
2/ ናይ ግብሪ ክፈላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም።
3/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ።
3/ 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።
4/ ዝቐርቡ መረዳእታታት ኮፒ ብግልፂ ዝንበቡ( ዝረአዩ ) ክኾኑ ኣለዎም።
5/ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/08/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11:00 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 08 ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን መፂእኹም ምዉሳድ ትኽእሉ።
6/ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 09/08/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ይኽፈት።
7/ ተጫራቲ እዚ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ዕለት ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሓለወ ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።
8/ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2‛ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓርኩሙዎ
ንብረት ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም።
9/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10/ ዋጋ ፀኒዑዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝኽፈተሉ ዕለትጀሚሩን2 ተኸታተልቲ መዓልታት ይኸውን፡፡
11/ ኣብ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ፣ስርዝ ድልዝን ብተመሳሳሊ ምምላእ ኣይፍቀድን፡፡
12/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።
ናይ መኪና ጎማን ባትርን ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ
ተ.ቐ | ዓይነት ንብረት | ሞዴል | መግለፂ | መለክዒ Unit | በዝሒ Quantity | ነፀላዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||||
1 | ጎማ መኪና | - | 205R16 | pics | 04 | |||
ጎማ መኪና | - | 195815 | pics | 01 | ||||
ባትሪ መኪና | - | 70 A ኦርጂናል | pics | 01 |
ነዚ ቅጥዒዝመልእ ነጋዳይ
ሽም
ፊርማ
ዕደጋ ፈጻሚ ኣካል
ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ Unit | በዝሒ Quantity | ነፀላዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ካቴናን መጋዝን ኮምፕሊት | TVS-GLX...set | ብቑፅሪ | 02 | |||
2 | መሪ ናይ TVS | TVS-GLX | ብቑፅሪ | 01 | |||
3 | ባትሪ ናይ IS 7 ኣምፒር | TVS-GLX | ብቑፅሪ | 01 | |||
4 | ኮፍ መበሊ ከቨር ሌዘር | TVS-GLX | ብቑፅሪ | 02 | |||
5 | ጎማ ቅድሚት ምስ ካላማደርያኡ IS GLX | 3.00-17 | ብቑፅሪ | 01 | |||
6 | ጎማ ድሕሪት ምስ ካላማደርያኡ TS –GLX | 3.00-18 | ብቑፅሪ | 01 | |||
7 | ፋሻ ፒስተን | TVS -GLX | ብቑፅሪ | 02 | |||
8 | ትዩብለስ ጎማ ናይ ቅድሚት ናይ TVS | 3.00-17 | ብቑፅሪ | 01 | |||
9 | ትዩብለስ ጎማ ናይ ድሕሪት ናይ TVS | 3.00-18 | ብቑፅሪ | 01 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመልእ ነጋዳይ
ሽም
ፊርማ
ዕለት
ሲቁ
ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ Unit | በዝሒ Quantity | ነፀላዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ብሩሽ ናይ መንደቅ | ስታንዳርድ | ቁፅሪ | 05 | |||
2 | ብሩሽ ናይ ጣውላ | ብዓል 5 ሴ.ሜ | ብቁፅሪ | 10 | |||
3 | Angle valve 1/2 | As per sample | ብቁፅሪ | 05 | |||
4 | Shower had 1/2 | As per sample | ብቁፅሪ | 07 | |||
5 | Ball vale (ኩዕሶ ናይ ሮቶ) | As per sample | ብቁፅሪ | 05 | |||
6 | ጓንጉቸር | ቪኪንጎ 70mm | ብቁፅሪ | 02 | |||
7 | ሰረገላ ቁልፊ ዓብዪ | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
8 | ጡት ቁልፊ | ሲሊንደረ | ብቁፅሪ | 05 | |||
9 | ኪያ ቡሽ ቁልፊ 2* ተወርዋሪ | 1 | ብቁፅሪ | 04 | |||
10 | ELBO PVC | ብዓል 45 | ብቁፅሪ | 12 | |||
11 | ELBO PVC | ብዓል 90° | ብቁፅሪ | 02 | |||
12 | Clipe | ብዓል 110 | ብቁፅሪ | 26 | |||
13 | ጎረንዳዮ | ብዓል 6 ሚ ሜ | ሜትር | 40 | |||
14 | ፓስትሽ | ሲሊከን | ብቁፅሪ | 04 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ
ሽም .
ዕለት
ስ.ቁ.
ፊርማ
ናይ ህንፃ መሳርሒ ( ሲሚንቶ) ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ Unit | በዝሒ Quantity | ነፀላዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | Cement OPC | Standard fresh | ኩንታል | 10 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ
ሽም .
ዕለት
ስ.ቁ.
ፊርማ
ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | ሞዴል | መግለፂ | መለክዒ Unit | በዝሒ Quantity | ነፀላዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||||
1 | Disc Clutch Assy | Kun 25 L | 31250 - oko205 | ቁፅሪ | 01 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ
ሽም .
ዕለት
ስ.ቁ.
ፊርማ
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ Unit | በዝሒ Quantity | ነፀላዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | A4 ወረቐት | 80ግ | ደስጣ | 7 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ
ሽም .
ዕለት
ስ.ቁ.
ፊርማ