ዕለት/Date 01/08 / 2016ዓ.ም
ቑዕሪ/Ref ኮልፓኢት.7055/02/46
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ ----------/2016
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ተ.ቑ | ዝርዝር ኣቑሑት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፈሳሲ ሳሙና ናይ ኢድ | 500ሚ/ሊ | ቁፅሪ | 70 | ||
2 | ባትሪ ናይ ኢድ | ቁፅሪ | 12 | |||
3 | ሶፍት | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 200 | ||
4 | ሳሙና ናይ ሰብነት | 150 ግራም | ቁፅሪ | 150 | ||
5 | ሳኒታይዘር | በዓል 1ሊትሮ | ቁፅሪ | 30 |
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፦
1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።
2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡፡
3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን፡፡
5. ናይዚ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ፓ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2" ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 01 / 08 /2016 ዓ.ም እስካብ ዕለት 07 /08 /2016 ዓ.ም ጀሚርኩም ምውሳድ ትኽእሉ '
6. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07 / 08/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኸፈት ፡፡
7. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን፡፡
8 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 10 ' መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል፡፡
9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 /0914741329 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡
ማህተም ናይ ተወዳዳሪ ድርጅት
“ምስ ሰላምታ" ኮ/ል/ፓ/ኢ/ትግራይ