ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት
ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን - ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 20 /7/2016 ዓ/ም ክሳብ 24 /7/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምäራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 25 /7/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት ምዃኑ ንገልፅ
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ | ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ _ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ : ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምልኢ ዋጋን ሳንፕል ናይቲ ንብረትን ( ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅኩም ውስዱ
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል
ዋጋ መምልኢ
ናይ ጎማ
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | Model | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ጎማ ብርጅስቶን ረጉድ ጥርሱ | 265/65/R17 | ቁፅሪ | 05 |
ምስ ሰላምታ
ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ