መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፈኬት ቲን ቁፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
4 መከበሪ ጨረታ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
5 ዝተዘአአ ኪራይ መኪና አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ኣሲሮም መኪና ኣብ ዉሽጢ 10 ተ መዓልታት የቅርቡ
6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13/7/ 2016 ክሳብ 27/7/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ሰዓተ 4:30 ይከፈት
7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መጠን | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | ቶታል ዳብል ጋቤና | 2015< | pcs | 04 | 2015 ልዕሊኡን |