ኣብ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር አጠቃቅማ መሬትከተማ

1 በዚ መሰረት ክትጫረቱ እትደልዩ ካብ 4/7/2016 ዓም ጀሚሩ ናይ ቦታ ዝርዝር መረዳእታ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ካብ ምምሕዳር ማናጅመንት መሬት ካብ እቶት ቤት መዘጋጃ ኩሉ ግዜ ቅድሚ ሰዓት ካብ 2:00 ሰዓት ክሳብ 615 ድሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 ክሳብ 11:00 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 4/7/2016 ዓም ክሳብ 17/7/2016 ዓም ድሕሪ ሰዓት ክሳብ 9:00 ሰዓት ጥራሕ ይከዉን

4 ተጫረቲ እቲ ቦታ ክትርኢዩ እትደልዩ ዝወፀሉ መርሃ ግበሪ ቀዳማይ ግዜ 10/7/2016 ዓም ካልኣይ ግዜ 16/7/2016 ዓም ብቤት ፅሕፈት ዝወፀ ምልከታ መሰረት ቅድሚ ሰዓት ካብ 200 ክሳብ 5:30 ድሕሪ ሰዓት ካብ 8:30 ክሳብ 10:30 እቲ ሳይት ምርኣይ ይከኣል

5 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 17/7/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ጥራሕ ይሽየጥ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 17/7/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት11:00 ይዕሽግ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ 18/7/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት3:00 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት መሬት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ ስፈሓት ቦታ እንትረአ ክራባሕ ናይቲ ቦታ መበገሲ ዋጋ 5 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ሊዝ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬት ምልማዕን ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ

9 ሸድሽተ ወርሒ ዝሐለፎ ስፒኦ ተቀባልነት የብሉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0923058978

ኣብ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር አጠቃቅማ መሬትከተማ