ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ምሰ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2016 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ግዘ ጥራሕ መምልኢ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||
1 | ናይ ፕሪንተር ቀለም 259A ምምላእ ጥራሕ | ቁፅሪ | |||||
2 | ናይ ፕሪንተር ቀለም 76A መምላእ ጥራሕ | ቁዕሪ | |||||
3 | ናይ ፎቶ ኮፒ ሞዴል2206 ቀለም ምምላእ ጥራሕ | ቁፅሪ |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ ተጫረቲ በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ን ኮፒ ከቕርቡ ኣለዎም
2/ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ መኸበሪ - ጨረታ 2,000 ብር ሒዙ ናብ መስራቤት መፂኡ ዉዕሊ ክኣስር _ ኣለዎ _ እቲ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም _ ምምላእ ክመልእ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ብፅሬትን ሰለጤነን _ መሊኡ ከረኸብ ኣለዎ
3/ ሰዓሪ ተወዳዳሪ ናይ ዝሃቦ ግልጋሎት ዝኸፈሎ ብር ልዕሊ 10,000 ብር ተኾይኑ ዊዝሆልድ ታክሲ 2% ይኸፍል
4/ ተወዳደርቲ ናይ ሓደ ግዘ ጥራሕ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ መሊኦም ከቅርቡ ኣለዎም
5/ እዚ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 30/05/2016ዓ/ም ክሳብ 6/06/2016ዓ/ም ሰዓት3.30 ፀኒሑ ሰዓት 4.00 ይኸፈት
6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል _ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል