ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ /Part N0/ | መዓቀኒ | ብዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብሪሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ዘይቲ ሞተር | 15W40 | Gallon | 04 | ||
2 | ዘይቲ ፍሬን | Dot-4 | lit | 01 | ||
3 | ፊውል ፊልተር | 23390-OLQH | Pcs | 01 | ||
4 | ኦይል ፊልተር | 90915-TB001 | Pcs | 01 | ||
5 | ሽክ ኦምስርቨር ቅድሚት | 48510-09J10 | Pcs | 02 | ||
6 | ሽክ ኦምስርቨር ድሕሪት | 485141/513-09550 | Pcs | 02 | ||
7 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | 04465-0k330 | Kit | 01 | ||
8 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | 04465-0k330 | Kit | 01 | ||
9 | ናይ ውሽጢ ሚረር | 87810-AA011 | ASSY | 01 | ||
10 | ጎሚኖ ባሊስትራ (ታሕተዋይ) | 90385-T0010 | Pcs | 04 | ||
12 | ባሊስትራ ጎሚኖ (ላዕለዋይ) | 90385-T0009 | Pcs | 04 |
✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ
✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡
✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፣
NB-0914754301 (0114242030/ 0914120820 (01/14747+25)
✓ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል
✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ አብቲ ዝተባሃሎ ዕለት እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥየቕ ምዃኑ፤
✓ እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፅንሕሉ ካብ ዕለት 08/05/2016ዓ/ም እስካብ 13/05/2016ዓ/ም እስካብ ሰዓት 5፡00 ናይ ንጉሆ::
✓ ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፊር ማሕበራትን መቐለ
✓ ሰንድ ጨረታ ብናይ ባዕሉኩም ዝመልእ
✓ ጨረታ ዝከፍተሉ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ሰዓት5፡10
✓ እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ተራጋጊፁ ትክኽል እንተዘይኮይኑ ብቲ ዝተባሃሎ መሰረት ይቅይረ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡