1 ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2015 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፉኬት ዘለኩም
3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም
4 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቤት ዕዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ከባቢ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣድማስ ዩኒቨርስቲ ግቢ ዉሽጢ 3ይ ደብሪ ዝርከብ ካብ ዕድጋ ንብረትን ስምርትን ምምሕዳር ካብ ዕለት 7/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 9/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ መወዳደሪ ሰነድ ምዉሳድ ከም እትክእሉ ንሕብር
5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/5/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሽዑ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ዕዩና ይክፈት
6 እቲ ፕሮፎርማ ከብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚረየ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከዉን
7 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
8 ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ዝተኣገዱ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን
9 ቤት ዕዩና ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ሐበሬታ ንምርካብ ብስልኪ ቁፅሪ 251913869143 ምድዋል ይከኣል
ተቁ | መግለፂ ድልየት | መለክዒ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሳሙና ናይ ገፅ | ዓብዩ ናይ ገፅ 200ግ 1ይ ደረጃ ዲቭ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 40 | ||
2 | ስፖንጅ | ቁራፅ 10 *15 ሳ/ሜ /ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 12 | ||
3 | ሶፍት | ጥቅላል ማሞኮ | ቁፅሪ | 40 | ||
4 | ኤር ፍሬሸር | መጠኑ 300 ሚሊ ዝሐዝ | ቁፅሪ | 12 | ||
5 | ጎሓፍ መአከቢ ንኡሽተይ | ብኢድ ዝፅቀጥ ወይ ብእግሪ ዝክፈት መክደን ዘለዎ | ቁፅሪ | 2 | ||
6 | መስታወት መወልወሊ | 750 ሚ/ሊ ወይ ልኝሊኡ ዝሐዘ ተነፊሑ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 10 | ||
7 | መኮስተር | ዕንፀይቲ መትሓዚኡ ኮይኑ ነዊሕ 1ይ ደረጃ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 10 | ||
8 | መወልወሊ | ስኮፓ ናይ ጡጥ መወልወሊ እንጨት መትሓዚኡ | ቁፅሪ | 10 | ||
9 | መወልወሊ ኮበርታ | 60*60 ሳ/ሜ | ቁፅሪ | 5 | ||
10 | ሳሙና ሕሩጭ ናይ ሽቃቅ | ቢም 500 ግራም 99% ወይ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 30 | ||
11 | ሳሙና ፈሳሲ ሽቃቅ | ፍላግ ወይ ተመሳሳሊ 1 ሊትር ዝሕዝ | ቁፅሪ | 48 | ||
12 | ቡሩሽ ናይ ሽቃቅ | ምስ መቅመጢኡ ፎማ | ቁፅሪ | 6 | ||
13 | ባራኪና | 800 ሊሊ 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 48 | ||
14 | ጎሓፍ መሕፈሲ | ነዊሕ መትሓዚ ዘለዎ ካብ ጎማ ዝተሰርሐ | ቁፅሪ | 5 | ||
15 | ጠረጰዛ መወልወሊ | 20 *20 ሳ/ሜ ወይ ልዕሊኡ ዝንፋሕ | ቁፅሪ | 15 | ||
16 | ፍሊት | መጠኑ 300 ሚሊ ዝሐዝ ሐ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 8 | ||
17 | ጎንት | ብሳምፕል መሰረት ዘቅርብ | ቁፅሪ | 30 |