ቃላሚኖ ልዩ ሁለታኛ ደረጃ ት/ቤት

1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኢቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓም ዲክራሲዩን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2016 ዝተሐደሰ መቅረባየነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ካብ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

6 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

7 እዚ ፕሮፎርማ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይም ቲኦቲ  ምኮኑ ይሕብሩልና

8 ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

9 እቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርቲ 20 % ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይከኣል እዩ

10 ዝርዝር ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣበ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ከብ 2:30 ክሳብ10:00 ምዉሰድ ይከኣል

11 ቤት ት/ቲ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 2/5/2016 ዓም ክሳብ 7/5/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት

ንዝብለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0914002028 / 0914763004

ዝርዝር ንብረት

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መኪና ጎማ ምስ ከላማደሪያ 7.5 086በዓል 12 ክሪ ምስ ክላምፑ

ቁፅሪ

19